Loading...

PEM| Shewit O/Michael | ከማኣ ኣዳሊየኒ | New Eritrean Music 2018 {Official Music Video}

97,422 views

Loading...

Loading...

Loading...

Rating is available when the video has been rented.
This feature is not available right now. Please try again later.
Published on Apr 15, 2018

ሸዊት ሓደ ካብቶም ህቡባት ስነ ጥበባውያን መንእሰይ፡ ኣብ ብዙሕ ሰናይ ተግባራት ዝትዋፈረ ኮይኑ፡ ንሓደሽቲ ስነ ጥበባውያን ብዝተፈላለየ መንገዲ ኣብ መድረኽ ወጺኦም፡ ስነ ጥበባዊ ስርሖም፡ ናብ ህዝቢ ዘቕርቡሉን፡ ዘርእይሉን(ዝዋሰእሉን) ባይታ ኣብ ምድላው ይርከብ። ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ኪኾነልኩም ብሓባር እንዳተተምነና፡ "ከማኣ ኣዳልይኒ" ትብል ሓያል ዝኾነት ደርፊ ሒዙልና ቀሪቡ ኣሎ። ንሕና ንግጥሙን ዜሙኡን፡ ኣስተማቂርና፡ ፍናን ንምሃብ ድሕር ኣይንበል።
ስለዚ ንሕናውን 💚 Like ✔ 💚Share ✔ 💚SUBSCRIBE ✔ 💚 Comment ✔ ብምጥዋቕ ንተሓባበር፡


©2018 መሰል ስነጥበባውያንን ትካል ፕሮሞት ኤሪትራያን ዝተሓለው ኢዩ፡ ብክብረትኩም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ምውሳድ ንስነ ጥበባውያን ብዙሕ ጉዳት ስለዘሰዕብ ብክብረትኩም ካብዚ መርበብ ነዚ ምስሊ ምስሓብ፡ ምውሳድን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።

©2018 Copyright: Promote Eritrean Media | Zara Creative Media. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Loading...

Advertisement

to add this to Watch Later

Add to

Loading playlists...