Loading...

Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur (Kebero alelu) ከበሮ ኣልዕሉ

31,827 views

Loading...

Loading...

Loading...

Rating is available when the video has been rented.
This feature is not available right now. Please try again later.
Published on Mar 13, 2012

ከበሮ ኣልዕሉ
ከበሮ ኣልዕሉ ዕልል በሉ
ንጎይታ ክብሪ ኣመስግኑ
ኩሉኺ ምድሪ ተገዝእዮ
ንኣምላኽ ምድሓን ፍለጥዮ /2/
ኣዳም ዘለለ ብሓጎስ ደስታ
ሔዋን ዓለለት ድሙቕ ዕልልታ
ነብሳት ዘለሉ ኣብ ማእከል ገነት
ስለ ዘብቕዐ ሕሱም ባርነት
ኣዝ...
ናይ ጥንቲ ገበል ጸረ ድሕነትና
ተሳዒሩ እዩ ብደም ጎይታና
ኮይኑልና ኣሎ ፍስሃ ሓጎስ
ብምድሓን ኣምላኽ ጎይታ ክርስቶስ
ኣዝ...
ሞት ምስ መቓብር ዓስቢ ሓጥያት
ሪሒቑልና'ዩ ብናይ ጎይታ ሞት
ውህበት ኣምላኽኺ ናይ ቀራንዮ
ነብሰይ ብጸጋ ተቐበልዮ
ኣዝ...
ሞት ምስ መቓብር ዓስቢ ሓጥያት
ሪሒቑልና'ዩ ብናይ ጎይታ ሞት
ውህበት ኣምላኽኺ ናይ ቀራንዮ
ነብሰይ ብጸጋ ተቐበልዮ
ኣዝ...

  • Category

  • License

    • Standard YouTube License

Loading...

to add this to Watch Later

Add to

Loading playlists...