Yemane Gebreab (Monkey) Head of polotical affair of HIGIDEF Mendef. New York city
" ጋም ማን ህበይ" ዘርእስታ ሓጻር ፊልም ኣብ ኒው-ዮርክ ዝተሰርሔት ኣብ ሓደ ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ ልዕሊ 100,000 ሰብ ከም ዝተዓዘባ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ይዅን ኣብ ግዳም ሰባት ብዝንኣ የዕሉሉ ይውዕሉ ከም ዘለው፡ ደው ንምባላ ብሕንጫላት ህ.ግ.ደ.ፍ ዝተገብረ ጻዕሪ ከም ዘይተዓወተ ግንባር ሓርበኛ ኤርትራ ዝበሃል ኣብቲ ዘሓበሻ ታይምስ ዝበሃል ብሎግ ኣፍሊጡ ኣሎ፡፡ (description from Kiros Yohanes @ facebook).
Link to this comment:
All Comments (0)