its u that u ar saying.ember tewahdo ai kab kedem zneberet bhji wn etikitsl .eta ztsenet emnet eya .nmukanu nska ab mintay eka teamin mare kindzi ab tewahdo afka tikeft kidimnatka atsirika mitsae eka.hawna diakon goyta tsegu yebzhalka .please post more we ar thirsty
ሃውና መምህርናን ዲያቆን ኣስመላክ ቃለ ሂወት የስማልና እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን !!!
memekihiteydngl100 1 month ago
its u that u ar saying.ember tewahdo ai kab kedem zneberet bhji wn etikitsl .eta ztsenet emnet eya .nmukanu nska ab mintay eka teamin mare kindzi ab tewahdo afka tikeft kidimnatka atsirika mitsae eka.hawna diakon goyta tsegu yebzhalka .please post more we ar thirsty
nebaymehari 2 months ago
ንሓቂ ክትፈልጥዋ ኢኩም እታ ሓቂ ድማ ሓራ ከተዉጻኩም እያ። እዚ ሓቂ ግን ኣይሰወረና፡ ...1. ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እቲ ዚዓበየ ረቂቅ ሰይጣናዊ ትምህርቲ ኪሕደት ዘለዎ ከምኡ ዉን መሰረት ክርስትና ዚሓዋወሰ ደንበ አምነት አዩ።... 2. ግዜ ዝምልሶ ሕቶ አዩ ምበር ናይ ኤርትራዉያንን ኢትዮጵያዉያንን ኦርቶዶክስ ካብ ሓቂ ዚረሓቀ ምስ ናይ ግሪኽን ግብጽን ዶክክትሪን መሰረተ ትምህርትን ዘይቃዶ ፈጺሙ ዚፈረሰ አዩ።... 3. እቲ ዚኸፍአ ድማ ምእመኑ ድማ ሓቀኛ ርድኢት ዘለዎ ዘይኮነስ ዝንቡዕን ዝንቡልን ርዲኢት ዝሓዘ ምእመን እዩ። እቲ ዘስደሚም ድማ ቃል ኣምላኽ እንታይ ይብል ኣሎ ዘይኮነስ ኣብ ባህልን ጺዉጽዋያትን ናይ ኣቦታት እና በለ ሓቂ ደፊኑ ዚኸይድ ብይብልዎን ብዕዉራን ፈሪሳዉያን ኣቕሺሽቱ ዝተኣስረ ምበር ርትዒ መንፈስ ቅዱስ የብሉን።
MrFili3333 2 months ago
ቀዳምነት ክብሪን ምስጋናን ን ጎይታና እየሱስ ክርስቶስ.
በዚ ቲገብርዎ ዘለኹም ዲማ የመስግን ቀጽልዎ ከአ ጎይታ ሚስኩላትና ይኹን.
fillyzewe 8 months ago