ሓይልታት ጸልማት ተሳዕሩ
ሓራ ወጺእና
ዕርዲ ሰይጣን ፈሪሱ
ብርሃን ሪኢና
ቅልጽም ኣምላኸ ተዘርግሒልካ'ሎ
ህዝቢ ኣምላኽ ትባዕ ኣይትፍራሕ ትባዕ
ጎዲም'ዩ እትብልሒ
ጎይታ የሱስ ነጊሱ
ፍጥረት ምድሪ ተሓጎሱ
ቀጽሪ ባርነት ፈሪሱ
ባሕሪ ኤርትራ ተመቕለ
ፈርኦን ሰራዊቱን ውዲቱ ፈሸለ
መፈጠራኣ ተበቲኹላካ'ሎ ጥሒስካ ግዛእ
ኣይትፍራሕ ግዛእ ተሰይሩ እቲ ቐጽሪ
ኣይትፍራሕ ግዛእ ተሰይሩ እቲ ቐጽሪ
ጎይታ የሱስ ነጊሱ
ፍጥረት ምድሪ ተሓጎሱ
መፈንጠራ ተበትከ
ንሕናስ ኣመለጥና
ዝኸበደና ኣርዑት ተሰይሩ ካብ ክሳድና
ተፈቲሕና ክምብተይ ክንዘልል ረዲኤት በዚሑልና
ነዚ ህያው ኣምላኽ ክነምልኾ ኢና
ነዚ ህያው ኣምላኽ ክነምልኾ ኢና
ጎይታ የሱስ ነጊሱ
ፍጥረት ምድሪ ተሓጎሱ
መጋረጃ ተቐንጢጡ
ናብ መቕደስ ኣቲና
በቲ ናይ ደም'ቲ ገንሸል ድማ ተሓጺብና
ደጊም የለን ወይ!
ዋላሓደ የለን... የለን ዝፈረደና
መን'ዩ... እንታዋይ ... መን'ዩ ዝኸሰና
ጎይታ የሱስ ነጊሱ
ፍጥረት ምድሪ ተሓጎሱ
Comme faire te rencontre helene mon adresse email coolblack2011@live.fr
remoi2012 2 months ago