Added: 1 year ago
From: edagahamus3
Views: 7,373
Sort by time | Sort by thread (beta)

Link to this comment:

Share to:

All Comments (5)

Sign In or Sign Up now to post a comment!
  • The Year of Reconciliation & Restoration

    Isaiah 43:18-19 “Forget the former things; do not dwell on the past.

    See, I am doing a new thing! Now it springs up; do you not perceive it?

    I am making a way in the wilderness and streams in the wasteland.

  • “ብርሃንኪ መጺኡ፡ ክብሪ እግዚኣብሄር ከኣ ወጺኡልኪ እዩ እሞ፡ ተንስኢ፡ ብርሂ።”ኢሳ 60

    “እቲ ኣብ ባሕርስ ጐደና፡ ኣብ ብርቱዕ ማያት ከኣ

    መገዲ ዝገበረ እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል፡

    ነቲ ቐደም ዝነበረ ኣይትዘክሩ፡ ነቲ ናይ ጥንቲ ኸኣ ኣይትሕሰቡ። እንሆ፡ ሓድሽ ነገር ክገብር እየ፡ ሕጂ ትበቊል ኣላ፡ ኣይተለልይዋንዶ ኢኹም? እወ፡ መገዲ ኣብ በረኻ፡ ወሓይዝ ድማ ኣብ ምድረ በዳ ኽገብር እየ። (ኢሳ 43:17-19) ኣጋፐ-ባህርያት ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ! ማንቸስተር 2011

  • “ካብ ሰራዊት፡ ካብቲ ዚኸይድን ዚመጽእን፡ ክከላኸለላስ፡ ኣብ ዙርያ ቤተይ ከሰፍር እየ፡

    ሕጂ በዒንተይ ርእየያ እየ እሞ፡ ድሕርዚ ጨቃኒ ከቶ ኣይኪሐልፎምን እዩ።” (ዘካ 9:8)

  • “እንሆ፡ ኣእጋር እቲ ብስራት ዜበስር፡ ሰላም ከአ ዜውሪ ኣብ ኣኽራን አለዋ። 

    ደጊምሲ እቲ ሕሱም ኣብ ማእከልካ ኣይኪሐልፍን ብጥራስ ከአ ጸኒቱ እዩ እሞ፡

    ዎ፡ ይሁዳ፡ በዓላትካ ኣብዕል፡ መብጽዓኻ ፈጽም።” ናሆ 1:15

  • business growth for 2011

Loading...
Alert icon
0 / 00Unsaved Playlist Return to active list
    1. Your queue is empty. Add videos to your queue using this button:
      or sign in to load a different list.
    Loading...Loading...Saving...
    • Clear all videos from this list
    • Learn more